ን2ይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ ጥሪ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15ተ መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 21/07/2018 ክሳብ 03/08/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00ተዓሽጉ ስዓት4፡30 ይኽፈት ፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑ. | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Hard Cover | A4 | Ream | 10 | |||
| 2 | Plastic Cover | A4 | Ream | 10 | Original | ||
| 3 | Note Book | Amall | Pcs | 100 | |||
| 4 | Protocol Book | Pes | 05 | Original | |||
| 5 | Pen Blue | As Per Sample | Pes | 1000 | |||
| 6 | Printer Ink | JK 3160 | Pcs | 05 | Original | ||
| 7 | Computer Paper | A4 80 Gram | Ream | 200 | |||
| 8 | Kaki Envelop | Medium | Pkt | 20 | |||
| 9 | Kaki Envolop | Small | Pcs | 20 | |||
| 10 | Carbon Paper | Pkt | 20 | ||||
| 11 | Stapler Big | /STD HS-2000/ | Pcs | 01 | |||
| 12 | Bainder | /YD-CM610/ | Pcs | 01 | |||
| 13 | Dittol | Pcs | 03 |