⚡ AI Quick Summary
❖ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና/መሳረሒታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፣ ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎም መቕረብቲ ይዕድም።
❖ ተወዳደርቲ ናይ ዋጋ መቕረቢኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/07/2018 ዓ.ም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ክገብሩ ይስበዮም።
❖ እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 18/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
❖ እቲ ኮሌጅ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55 ምድወል ይከኣል።

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/9484/18 ዕለት16/07/18ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና/ መሳረሒን ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ
❖ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዋ
➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡
በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 16/07/18ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/07/18ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡
➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/07/8 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡
➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡
➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55