North Sub City Planning and Finance Office

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ሰክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1.ፅሬት 2018
1ኤር ፍሬሽቀዳማይ ደረጃ49.00ቁፅሪ
2ፋሊት ናይ ነብሳት መቅተሊሮች ኪለር21.00ቁፅሪ
3ሶፍት ዓብይ ማምኮ ወይ ተመሳሳሊ/ብራቮቀዳማይ ደረጃ79.00ቁፅሪ
4በኮፓ መወልወሊ ብዙሕ ፈትሉቀዳማይ ደረጃ27.00ቁፅሪ
5መኮስተር እስኮፓ ፕላሰቲክቀዳማይ ደረጃ32.00ቁፅሪ
6እስፖንጅ መወልወሊ ዓብይቀዳማይ ደረጃ17.00ቁፅሪ
7ሳሙና በዓል 80 ግራምቀዳማይ ደረጃ27.00ቁፅሪ
8ኦሞ በዓል 200 ግራምቀዳማይ ደረጃ66.00ብጥቅላል
9መኮስተር ላካቀዳማይ ደረጃ4.00ቁፅሪ
10ኣጃክስ ዓብዪቀዳማይ ደረጃ22.00ቁፅሪ
11ፈሳሲ ሳሙና በዓል 1 ሊትሮቀዳማይ ደረጃ5ቁፅሪ
12ሳሙና ሜዲካም /ላይፍ ቦይቀዳማይ ደረጃ20.00ቁፅሪ
13ሰትራሾቀዳማይ ደረጃ5.00ቁፅሪ
14ሳሙና200 ግራምቀዳማይ ደረጃ12.00ቁፅሪ
15መወልወሊ ኮበርታቀዳማይ ደረጃ26.00ቁፅሪ
16በራኪና ብዓል 3ዐዐርርቀዳማይ ደረጃ10.00ፖኬት
17በራኪና ብዓል 80ዐርርቀዳማይ ደረጃ8.00ቁፅሪ
18ኣልኮል እሹግ 1 ሌትር 1000 ሲሲቀዳማይ ደረጃ20.00ቁፅሪ
19ፎጣ20*20ሳ.ሜ ንእሽተይቀዳማይ ደረጃ22.00ቁፅሪ
20ፎጣ50*50ሳ.ሜ ንእሽተይቀዳማይ ደረጃ10.00ቁፅሪ
21ጋንቲ ናይ ኢድ ፕላስቲክ ፀሊምቀዳማይ ደረጃ20.00ፅምዲ
22ጋንቲ ናይ ኢድ ፕላስቲክቀዳማይ ደረጃ6.00ፅምዲ
23ባልዲ በዓል 20ሌትሮ ጎማ ፕላስቲክቀዳማይ ደረጃ17.00ቁፅሪ
24ጆክ ናይማይ መቅድሒ በዓልቀዳማይ ደረጃ2.00ቁፅሪ
25ናይ ሽንትቤት መሕፀቢቀዳማይ ደረጃ10.00ቁፅሪ
26ብሩሽ ናይ ሽንት ቤትቀዳማይ ደረጃ3.00ቁፅሪ
27ናይ ሽንቲ ቤትቀዳማይ ደረጃ19.00ቁፅሪ
28ናይ ሽንት ቤትቀዳማይ ደረጃ14.00ቁፅሪ
29ዝተሰፈየ1ሜብ2ሜቀዳማይ ደረጃ2.00ቁፅሪ
30ናይ ጉሓፍቀዳማይ ደረጃ10.00ቁፅሪ
31ጎማማኣከላይ2.00ቁፅሪ

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/07/2018 ዓ/ም ክሰብ _ ዕለት 17/07/2018 ዓ/ም እሰካብ 11.30 ሰዓት ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G** ንርከብ ፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ሽም --- ፊርማ

ዕለት---

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-