ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CDO ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ)፡፡
4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም 21/07/2018 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 21/07/2018ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 21/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምው
9 VAT ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዓቀኒ | በዝሒ | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ | ቁፅሪ | 05 | M755 |