1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎን ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
4 መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም
5 ናይ ሰለሰተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈሉ መረዳእታ ዘቅረቡ
6 ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ ወይድማ ድርሊንግ ፈቃድ ዘለዎም
7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 2/7/2018 ዓም ከሳብ 17/7/2018 ዓም ዘይምለስ 1500 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ትሕቲ ዓይደር
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0921288220