ምልክታ ፕሮፎርማ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ መመላኸትቲ ቦርድታት (Sign Boards) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡
1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣
2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3. ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ሕጋዊ ቅብሊት (ደረሰኝ) ከቕርቡ ዝኸእሉ፣
4. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣
5. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 6 መዓልቲ ሰሪሑ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ትካልና ከቕርብ ዝኽእል፣
6. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ኣለዎ፣
7. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኽን ምንካይን ይኽእል፣
8. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
9. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይኸፈት፡፡
| ተቑ | ዓይነት ዝጓዓዐዝ ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Sign Board Metal 1m x 2m | pcs | 11 | As per the Specification | |
| 2 | Sign Board sheet metal with banner | pcs | 9 |