Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

ቑፅሪ 14\ክ/ከ/ቀ/ት/ፋ/18

ዕለት 1/2/2018ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ብሓራጅ ዝሽወጥ ንብረት

ኣብ ክ/ከ/ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለየ ዓይነት ብሓራጅ ዝሽወጥ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1) ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 2/07/2018 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ድማ 9፡00 ይኽፈት

2) ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

3) ናይ ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቸ/ወያነ መትሓዚ ስፒኦ 3000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል

4) ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 200/ክልተ ሚኢቲ ብር/

5) ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ

6) ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

7) ድሕሪ ናይ ጥርዓን ሰለስተ መዓልቲ ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት . ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር፡፡

8) ሰዓራይ ዝፍለ በቢ ዓይነቱ ዝለዓለ ዋጋ ኮይኑ ጠቕላላ ዋጋ ብምውሳድ ይኸዉን

9) ንብረታት ኣብ ዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል

10) ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡

ዝዉገድ ንብረት 2018 ዓ/ም

ተ/ቁዝርዝር ንብረትመዓቀኒዝሒናይ ሓደዋጋ ጠ/ዋጋ
1ብረት ጠረጼዛቁፅሪ3
2ተሸከርካሪ ወንበርቁፅሪ14
3ቁራዕ ጣዉላቁፅሪ2
4ሞራለ ጣዉላቁፅሪ1
5ብረት ቁም ሳጥንቁፅሪ1
6ሸልፍ ጣዉላ መደርደሪቁፅሪ1
7ዓብዩ ጠረጼዛቁፅሪ1
8ኮሞዲኖኪሎ2
9ናይ ማይ ቱቦ ብረትቁፅሪ3
10ጎረንዳዮ ናይ ማይ መሽረብቁፅሪ2
11ብረት ሸልፍቁፅሪ1
12ዓብዪ ቁም ሳጥንቁፅሪ2
13ጠረጼዛ ዓብዪቁፅሪ1
14ናይ መስኮት ብረትቁፅሪ21
15ናይ ጠረጼዛ ተስሓቢቁፅሪ1
16አገዳሚ ወንበርቁፅሪ2
17ሳይክልቁፅሪ21
18ቀለም ፕሪንተር ዉዳእቁፅሪ13
19ስቴፕለር ማእከላይቁፅሪ1
20ጣዉላ ሰፈሕ ቁራዕቁፅሪ1
21ሻርፕ ቴፕቁፅሪ2
22ማእከላይ ጠረጼዛቁፅሪ1
23ስፖንጂ ወንበርቁፅሪ1
24ጠረጸዛ እግሪ ዘይብሉቁፅሪ1
25ናይ መኪና ራድያተር ዘገልገለቁፅሪ1
26ዓብዩ ጀኔሬተርቁፅሪ1
27ኖክያ ጢንጢን ሞባይልቁፅሪ4
28ህዋዊ ቴች ሞባይልቁፅሪ2
29ፕሪንተር ቀለም TK3100ቁፅሪ4
30ሓፂን ዓራትቁፅሪ3
31ናይ አርማታ ቱቦ ሓፂንቁፅሪ26
32ዓብያ ሓፂንቁፅሪ2
33ፓነል አርማታ በዓል40ቁፅሪ2
34ፓነል አርማታ በዓል25ቁፅሪ2
35ጎማ መኪናቁፅሪ1
36ኣረጊት ቆርቆሮቁፅሪ1
37ዕፅፍፃፍ ላሜራቁፅሪ7
38ኮንዲትቁፅሪ200
39ሃንድ ዉሽቁፅሪ1
40ቱቦ ናይ ማይ ቁራፅቁፅሪ3
41ዝተፈላለየ ናይ ታፔላ ሓፂንቁፅሪ11
42ቀቁርፅራፅ ሓፂን ወንበርቁፅሪ8
43ናይ ፓርኪንግ ሓፂንቁፅሪ5
44አለሙኒየም ማዕፆቁፅሪ2
45ድሽ ሽሓነቁፅሪ1
46ቴንዲኖ በዓል 10 ቁፅሪቁፅሪ7
47መጎጎ ሓፂንቁፅሪ1
48ምድጃ ብሶኬት ዝስርሕቁፅሪ2
49ናይ ባጃጅ ጎማቁፅሪ1
50ቁርፅራፅ ቴንዲኖቁፅሪ30
51ኣረጊት ጀሪካንኪሎ23
52ዝተፈላለየ ሓፂንቁፅሪ100
53ቸርኬ ናይ ሳይክልኪሎ1
54ናይ ሻወር መዉዓይቁፅሪ1
55ናይ ከቢድ ብረት ቅልሃቁፅሪ1
56ዘይስርሕ ስፒከርቁፅሪ1
57ዓረብያቁፅሪ3