1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን
2 ወረቀት መቅረባይነት ከቅርበ ዝክእል ምስ መረዳእታ ዘቅርቡ
3 ሰነድ ዝሽየጠሉ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል
4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም
5 ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
6 እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥምሉ መራእታ ዘቅርብን ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሕወሰ ክክዉን አለዎ
7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/6/2018 ዓም ጀሚሩ ንትከታታሊ 15 መዓልቲ ይከዉን
8 ሰነድ ጨረታ መረከቢ ግዝ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓለቲ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 3/7/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈት
9 ጨረታ መከበሪ ነቶም ጨረታ ዝሳተፉ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ናይ ባንኪ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእሉ
10 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ናይ ተጫራታይ ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክዓርፍ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ከቅርቡ ይግብእ
11ሰዓራይ ነቲ ንብረት ናብ ቤት መዘገጃ ዓዲ ሽሑ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ነቲ ንብረት ፅሬቱ ብባዕል ሞያ ዝተረጋገፀ ናይ ምርካብ ግቡእ አለዎ
12 ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ
13 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር አለዎ
14 እቲ ቤት መዝጋጃ በጀት መሰረት ብምግባር 20 መእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
15 ቤት መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914132879 / 0945106017 / 0914721515
እታ ዓይነት መኪና አብ ከተማ መቐለ ዳ ኣቶ ተስፋይ ገበረመድህን ወዲ መሳ ምርኣይ ይከኣል