Sur Construction PLC
⚡ AI Quick Summary
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 05/06/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2018 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ክውሰድ ይክኣል።
* ተወዳደርቲ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ኣብ ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት፣ ክፍሊ ዕደጋ ዝወሃብ እዩ።

1 ስለዚ አብ ጨረታ ክተሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዝርዝር ቦታታት ከተማልዎኦም ዝግብኡ ረቆሒታታት ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ ዕለት 05/06/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ቅርሺ እንከፈሉ ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ነፍልጥ