ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ስታርተር ሞተር | ሳምፕል ኣብ ቢሮ ስለ ዘሎ መፂኢኩም ረአዩ | ብሴት | 01 |
2 | ቦልደን ባትሪ | 70 ኣምፒር | ብቁፅሪ | 01 |
ሞዴል መኪና 3L 106 | ||||
1 | ከለች ከቨር | 31210-35101 | ብቁፅሪ | 01 |
2 | ከለች ዲስክ | 31250-35221 | ብቁፅሪ | 01 |
3 | ፎርክ | 31204-35050 | ብቁፅሪ | 01 |
4 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-35061 | ብቁፅሪ | 01 |
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ
4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ
5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 07/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ
መመለስ