ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ሓደሽቲ ናይ ሚስቲቡሽ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 04:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 05/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፣00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400177 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ