ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 4, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን ናምበር ዘለዎ

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ዝገበረ

3 VAT ዝረመዝገቡ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 03/04/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/04 /2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 12/04/2010 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝክእል ምካኑ

6 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ስፒኦ 5000 ብር ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ካብ ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

16 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400030 / 0344406078/ 0344411808 /0914761811

መመለስ
የጨረታ ምድብ