ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ኣብ ከተማ አክሱምን ዓዲግራትን ዝርከቡ አዳራሽ ወናብራት ኤለክትሮኒክስ( ድምፅን ቪድዮን) ካብ ንብረት ምቅራብ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዘረክብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ100 ቅርሺ

ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 14/02/ 2010 ዓም ሰዓት11:30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ Â 15 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 4:30

ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ስቁÂ 0344400336

መመለስ
የጨረታ ምድብ