ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነነ ዉልቀ-ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 (ከ 1 ቀን)
  • መዝግያ ቀን: መዓልቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካታታሊ 5 መዓልቲ
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣይተጠቀሰን
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ

ጨረታ 075/17

ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነነ ዉልቀ-ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባኦም መስፈርቲ

1. ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቐት / ሰርተፊኬት / ፡፡

2. ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለዎ ።

3. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ክልልን ናይ ፌደራልን ንግዲ ፍቃድ ፡

4. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት 11

5. ቅድሚ ሕዚ ዝሰረሕኩምዎ ተመሳሳሊ ናይ ማሕበራት ሒሳብ ዝተገበረ ተሃልዩ ኣተሓሒዙ የቅርብ ፡፡

6. ናይ ተጫረቲ ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ፖሮፎርማ ፡

7. ተጫረቲ ዝቐርብዎ ዋጋ ሻት /፣ / ሓዊሱ ከቅምጥ ኣለዎ ።

8. ጨረታ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ሰሪሑ ኣብ 14 መዓልቲ ወዲኡ ከረክብ ዝኽእል ።

9. ሕጋዊ ደረሰኝ ምስ ሻት / ህል፣ / ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

10. ሰሪሑ ምስ ወደአ ኣብ ኣኼባ / ሓፈሻዊ ጉባኤ ከቕርብ ዝኽእል::

11. ሰሪሑ ምስ ወደአ ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ኣረዲኡ ከረክብ ዝኽእል::

ኣድራሻና: ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ረ ቁፅሪ ቢሮ 214 ንርከብ ስልኪ 0914730282 ይደውሉ

NB: ጨረታ ምምዝጋብ ዘቆርፅሉ :: መዓልቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካታታሊ 5 መዓልቲ ይከውን::

መመለስ
የጨረታ ምድብ