አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ስፔር ፓርትን/ፊልትሮ/ ከምኡዉን ሞባይል ምስ ትራይፖድን ኔክማይክን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 (10 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ ቑፅሪ -16

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ስፔር ፓርትን/ፊልትሮ/ ከምኡዉን ሞባይል ምስ ትራይፖድን ኔክማይክን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ከምኡ እዉን ናይ 2016ዓ/ም ክሳብ

ታህሳስ 30/2017ዓ/ም ስለ ዘገልግል ክትሳተፉ ትኽእሉ ምኻንኩም

• ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም::

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/መሊኦም ከቅርቡ አለዎም::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 03/04/2017 ዓ/ም ክሳብ 07/04/2017 ሰዓት 11: 30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእሉ ::

• ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::

• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::

• ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም::

• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 106 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረት::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ