ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (19 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 06:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 08:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተወዳደርቲ እዚ ዝሰዕብ መምልኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ክፊልኩም ካብ ቤት ትምህርትና ፋይናን ምምሕዳርን ብምውሳድ መሊእኹም ክሳብ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ዕለትን ስዓትን ክተእትው እናፀዋዕና እዞም ዝሰዕቡ ረቃሕታት ክተማልኡ ንሕብር

ሪጋሽም ትካልመዐቀኒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ኪሎ ግራም

1. ኮፒ መፍለይ ቁፅሪ ነጋዳይ

2. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

3. መኽበሪ ጨረታ ኣብ ዋጋ ዝሕሰብ ብር 5000/ብር ሓሙሸተ ሽሕ ከትሕዝ ሻለዎ

4. ዋጋ ዝምላ እ ብኪሎ ግራም ኢዩ

5. ዋጋ እንትምላእ ቫት ሓዊሱ ኢዩ

6. ጨረታ ዝወፀሉ | ዕለት 25/03/2017ዓ/ም ዝውድኣሉ ዕለት 02/04/2017ዓ/ም ስዓት 6፡30 ተዓፅዩ ልከዕ ስ ዓት 8፡00 ይኸፈት

7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ጨረታ አይግደድን

8. ናይ ተጫራታይ ሙሉእ ኣድራሻ ምፅሓፍ ግድን ይኸውን

ወረዳ _______ ጣብያ _______________ ቀጠና _________ ሰልኪ

9. ማህተም ትካል ዝየብሉ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

10. ንብረት ዝርከበለ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ዓይደርን ለካቲት 23ን ኢዩ።

11. ስዓራይ ጨረታ ስዓራይ ምኻኑ ምስ ፈለጠ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ዝስዓሮ ንብረት አብ ውሽጢ ስዓት ናብ አካውንት ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 አታዊ ክገብር አለዎ

12. ሰ ዓራይ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጊዘ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 0 መዓልቲ ዝስ ዓሮ ንብረት አል ዒሉ ይውድእ

አብ ውሽጢ 10 እንተዝየል ዒሉ ብቢመዐልቱ ብር ሒሳብ ንኪሎ ክራይ ምኻዚን ክነኽፍል ምኻንና ነፍልጥ 13.ጊዝያዊ አድራሻ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር

NB

ሰልኪ 0945888/39/0914732/36

መመለስ
የጨረታ ምድብ