ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር ናዉትን ንበጀት ዓመት 2017ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 04:00 ጥዋት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ስልኪ /0914705506/ 0914106968፣ 0914260123 ንቤትፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር ናዉትን ንበጀት ዓመት 2017ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፈቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡

➢ ግልፂ ጨረታ ምድብ 001/01/2017 ሃለቒ ሕትመት መሳርሒ

➢ ግልፂ ጨረ ምድብ 001/02/2017 ቀዋሚ ንብረት ፈርኒቸር መሳርሒ

1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም/ዎን/፣መለለይ ቑፅሪግብሪከፋሊTI ዘለዎ፣ተወሳኺ እሴት ታክስ V.A.T መቅረባይነትን ተመዝጋቢ ዝኾነንመረዳእታ ዘቕረቡን ክወዳደሩይኽእሉ፣

2. ርኸኸብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ መቐለ ይኸዉን፣

3. ኣብቲ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ በቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተገለፀ ናይ ምቕራብ ዝቐረቡ ኣቑሑት ብሰብ ሞያ ናይ ምርግጋፅ ሓላፍነት ዝወስድ ኣፈቲሹ ኣረጋጊፁ ዘቕርብ (ዘረክብ)፣

4. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 17/3/2017ዓ/ም ክሳ ብ ዕለት 27/03/2017 ንተኸታታሊ 10‛ መዓልቲ ኣብ ኣየር ይፀንሕ፣

5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/03/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ

6. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ

7, ተወዳደርቲ ምልክታ ጨረታ ካብ ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ቑፅሪ 18 ዘይምለስ ብር 50.00/ሓምሳ /ብር ጥራሕ እንዳኸፈሉ ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ይኽእሉ፣

8. ተወዳደርቲ መኽበሪ ጨረታ ብር=3000.00(ሰለስተ ሽሕ ብር) ጥራሕ/ ንሕድሕድ ጨረታ ብባንኪዝተረጋገፀ CPO፣ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ቸክ፣ጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ፣

9. ሰነድ ጨረታ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 17/03/2017ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/03/2017ዓ/ምሰዓት 3፡00 ንጉሇ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ስዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ክፍሊቁፅሪ 18 ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይግበር፣

10. ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ ዋጋንካልኦት ሰነዳት ብቛንቛ ትግርኛ ይኸዉን፣

11. ተወዳድርቲ ቤት ፅሕፈትና ንዝሓቶም መረዳእታት ዋና ቕዳሕን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

12. ቤት ፅሕፈትና ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ኣይተም 20% ናይ ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ መሰል ኣለዎ፣

13. ኣብ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾኑ ተወዳደርቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ20 ተኸታታሊ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ገጢሞም/ሞኪሮም/ከረክቡ ዝኸእሉ፣

14. ተወዳደርቲ ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ መሰረት ብሕድ ሕድ ዘርፊ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳንዱቕ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም፣

15. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝመሰሉ ሕልዊ እዪ፣

16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344405093 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ