1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳአታ ከምእዉን
3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4 ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተወሰክቲ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ከቅርብ ዝክእል
5 መክበሪ ጨረታ ሕድሕድ ሎት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ንሕድሕድ ሎት ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ደጋፋ ከይዲ ስራሕ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
7 እቲ ጨረታ ዕለት 12 ሕዳር 2017 ዓም ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን ዕለት 27/3/2017 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ይክፈት
8 ተወዳዳራይ ብትካል ዝተዉሃቦ እስፐስፊኬሽን መሰረት መወዳደሪ ትክክለኛ ዋጋ ከቅርብ ይግባእ
9 ኣብ መወዳደሪ ቫት ከይሐወሰ ዘቅረበ ተጫራታይ ቫት ከምዝሐወሰ ይዉሰድ
10 ተጫራታይ ብስፐስፊኬሽን መሰረት እንተሲሩ ኣርደር ካብ ዝተዉሃቦ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይኣስር
8 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ኣታዊ ይገብር
9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
10 ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ 20 ሚእታዊ ናይ ምውሳክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11 ኩሎም ጨረታና ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተፈፃሚ ይከዉን
12 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715
መመለስ