ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -11-
ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኹም።
• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TN መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል።
• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።
• እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/2/2017 ዓ/ም ክሳብ 02/03/17 ዓ/ም ሰዓት11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።
• ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/3/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ
ተወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን።ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም ።
• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ቢሮ ግራውንድ ቢሮ ቁዕሪ 1 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካኣል።
መመለስ