ቑ ፕሮ 9
ቑፅሪ ዕክንም 6722-3/1/01
ዕለት 20/2/2017ዓ/ም
ኣብ ጊዝያዊ ት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዩርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ _ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ : ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ንዕለት 22/2/ 2017 ዓ/ም 11፡30 – ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምዕራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 25/ 2/2017 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት ምዃኑ ንገልፅ'
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ | ስፔስፊኬሽን ዘማለአ ክኮን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል
4. ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ : ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፡ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል
መምልኢ ዋጋ
ተቑ | ዝርዝር ንብረት | መግለፂ | መለኪ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | ብርጅስቶን ጎማ ምስ 750*16B ካላማደርያኡ | 7.55*16R M755 | pis | 05 |