ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ዘገልገሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 05:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ን2 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ዘገልገሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ፤ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/02/2017 ዓ/ም  ቅድሚ  ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 07/02/2017ዓ.ም ሰዓት 04:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት፡፡

3. ናይቲ ዝርዝር ዋጋ መቕረቢን 3 ገፅ ዝሓዘ ኣብ ቢሮ ቐሪቡ ኣሎ፡፡

4. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ኣብ ውሽጢ ሽውዓተ ተከታተልቲ መዓልቲ ንብረቶም ክወስዱ ዝኸእል፡፡

5. ተወዳዳራይ መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ 5000 ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም

6. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 71/ሸዉዓተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

8. ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣይግደድን::

9. እቲ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 04/2007 ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ

ሰዉሒ ንጉስ ጥቃ ሰርከስ ትግራይ

መመለስ
የጨረታ ምድብ