ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጋቦን ናይ ዓ/ሕጊ ናብ ችሎት ዝስየሙ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 09:00 ከሰአት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 03/2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጋቦን ናይ ዓ/ሕጊ ናብ ችሎት ዝስየሙ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም

እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 28/01/2017ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓዕዮ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 28/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ 317ይኽፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለ ኣብ ውሽጢ _3 መዓልቲ ንብረት ክቐርብ (ኣታዊ ክግብር) ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ ክሳተፍ የብሉን፡፡

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ትርጉም ምትርጋም

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ጋቦን ናይ ዓ/ሕጊ ናብ ችሎት ዝስየሙ 1ይ ደረጃብሳምፕልብቑፅሪ12
መመለስ
የጨረታ ምድብ