ትካልና ኣብርሃ ካስትል ሆቴል 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (11 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 04:00 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ ንዝተፈቀደሉ ክኢላ ሒሳብ

ትካልና ኣብርሃ ካስትል ሆቴል 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ፡፡

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዚ ካብ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 23/01/2017 ዓ/ም ቦታ ኣብ ሆቴልና ሒሳብ ክፍሊ ወይ ጋሻ ተቀባሊ /Reception/ ተቅርቡ ምኳንኩም እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ትቀርቡ ምዃንኩም ነፍልጥ፡፡

ትካልና ናይ ጨረታ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለየ እዩ ፡:

መመለስ
የጨረታ ምድብ