ማሕበር ኣክሲዩን ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማሽን : ናይ ሰራሕተኛታት ጋዉን ኮምፕላሴንን ምስ ቆቢዑ : ንቢሮ ዝክዉን ዝተፈላለዩ መጋራጃ ታት: ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ዘለዎም ናይ መኪና ዘይቲ:ግሪስን ናይ ዓብይትን ኣናእሸተይን መኪና ጎማን አቦ ጀዲድን

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግበሪን ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 በቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ፍቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ዓይነት ንብረት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል አብ ዓዲግራት ዝርከብ ናይ ትካል ፋይናንስ ወይ መቐለ ካባቢ ሓሚዳይ ዝርከብ ጨንፈር ፈብሪካ ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ  ኣክሲዩን ማሕበር ምዉሳድ ይከኣል

5 መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ዓይነት ንብረት ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ 20000 /ዒስራ ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ተፈሊጡ ዕድጊት መግዝኢ ናብ ኢዱ ምስበፅሖ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፋብረካ መድሓኒት ኣዲስ ማሕበር መፂኢ ዉዕሊ ይኣስር

7 መከበሪ ዉዕሊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሳንዱቅ ጨረታ ክፉት ኮይኑ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 6/1/2017 ዓም ክሳብ 21/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ልክዕ እቲ ሰዓት ሳንዱቅ ብኩሜቲ ተዓሺጉ 21/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብቲ ናይቲ ትካል ኣዳራሽ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ኣብቲ ሰነድ ናይ ሐደ ዋጋን ድምር ዋጋን ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ክምላእ አለዎ ብተወሳኪ ተወሳኪ እሴት ታክስ 15 ሚእታዊ ወይድማ ቲኢቲ 2 ሚእታዊ ምዝጉብ እንተኮይኑ  ምስ ተወሰኪ እሰት ታክስ ቲኦቲን ተሐዊሱ ክምላእ አለዎ እዚ ዘየማለአ ኣብቲ ጨረታ ኣይሳተፍን

10 ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫራታይ ሽምን ፊርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ እዚ ዘየማለአ ተቀባልነት የብሉን

11 ብተወሳኪ ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ትካል መፂኡ አታዊ ይገብር

12 ትካል ዘየወፃኦ ኮይኑ እንተረኪበዎ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ተጫራታይ ፖስታ ዝአትወሉ ኣብ ዓዲግራት ዝርካብ ፋብሪካ መድሓነት ኣዲስ ኣክስዩን ማሕበር ዕደጋ ክፍሊ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ዝግዘአሉ ግን ኣብ መቐለ ከባቢ ሓሚዲያ ዝርከብ ጨንፈር መድኒት መከፋፋሊ ወይ ካብ ዋና ፋብሪካ ዓዲግራት ፋይናንስ ምዉሳድ ይከኣል

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914178887 / 0911016771

መመለስ
የጨረታ ምድብ