ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሶላር ፓኔል መቕመጢ ፍሬም ምድላው ናይ ሞያ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክረክብ ይድሊ፤
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ Specificaton/ | መለክዒ /Unit/ | ብዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | ናይ ሶላር ፓኔል መቕመጢ ፍሬም | SHS/RHS ብረት ካብ ቢሮ ዝተዳለወ ኣሎ። + ኤሌክትሮድ ን መሳርሒ ተጠቂምካ በቲ ምስሊ መሰረት ፍሬም ምድላው። ← ነቲ ዝተዳለወ ፍሬም /Anti-Rust/ ቀለም ይቅባእ። | ቁፅሪ | 25 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/12/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/12/2016 ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዝሰዓረ ተወዳዳራይ መሳርሒታት ተጠቒሙ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ሰሪሑ ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
መመለስ