ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መፅሓፍቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ጥዋት
  • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መፅሓፍቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ 2016 ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ን፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂን ዘቕርብ፡፡

2. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ካብ ዕለት 21/10/2016 ዓ.ም ጀሚሩ እናመፃእኹም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 110 ምውሳድ ይካኣል።

3. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/10/2016 ስዓት 03፡30 ሰዓት ናይ ንጉሆ ኣታዊ ኾይኑ ይዕሸግ።

4. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/10/2016 ስዓት 4፡00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸውን፡፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ግዝኢ ት ፈፃሚ ኣካልን መቕረባይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ኀ

6. ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል።

7. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

8. ተጫረቲ ሰነድኹም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ንክተእትዉ ንሕብር።

9. ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶደስታ ዝርከብ ህንፃ ኣብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ እዩ፡፡

10. ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09-14-76-94-50 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ