ምልክታ ፕሮፎርማ ሰነ - 2016 ዓ.ም
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ /Spcefcation / | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
1 | ተደራቢ መጋረጃ ከፈይ በረዶ ሮጊድ ምስ ማድረቅያ | ኦርጅናል ጨርቂ | ሜትሮ | 40 | ||||
2 | መጋረጃ ረቒቕ ምስ ማድረቅያ | | ኦርጅናል ጨርቂ | ሜትሮ | 40 | ||||
3 | ቱቦ ቀዳማይ ደረጃ | ሮድ ቀዳማይ ደረጃ | ሜትሮ | 70 | ||||
4 | ቀለበት ናይ መጋረጃ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 75 | ||||
5 | መእሰሪ ናይ መጋረጃ | ቀዳማይ ደረጃ | ቁፅሪ | 10 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
• በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 14/10/2016 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 18/10/2016 ስዓት 3፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 3፡30 ይኸፈት፡፡
• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፡ እዚ ፕሮፎረማ ኣብ መንጎ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን መቕረባይን ከምውዕሊኮይኑ የገልግል፡ ፡
• ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ መፂኡ ዝገጥምን ዝሰርሕን ዝክእል፡፡
• ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡
መመለስ