ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:20%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:600.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 03:00 ጥዋት
  • መሬትን ሊዝን/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ለዝ ጨረታ

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ ስለዘውፃእና ካብ ዕለት 11/10/2016ዓ/ም እስካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ኣብ ከይዲ ስራሕ እቶት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ዘይምለስ ብር 600/ሽዱሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምሓዝ ሰነድ ንክትገዝኡ እናዓደምና ኣብቲ ሰነድ ዘይተረደኣኩም እንተሃልዩ ኣብ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ሓበሬታ ንክትወስዱ ነተሓሳስብ።

ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ

መመለስ
የጨረታ ምድብ