ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሹ መብርሃቲ ፅርጊያን ተዛመድትን ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብስፈስኬሽን ዝርዝር መጠንን ዓይነትን ማተሪያል መሰረት ሓምሳ ሶድዩም ጀስን 100 ሊኤዲ ሶላርን አጫሪቱ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (23 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: ወረዳ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 05:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ዝተሐደሰ ምስክር መቅረባይነትን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ብ 300 ቅርሺ ክትገዝኡ እትደልዩ

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ 5/10/2016 ዓም ክሳብ 14/10/2014 ዓም ንተከታተልቲ 10 መዓልቲ ይከዉን

4 ሰነድ ጨረታ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ኣብ ዘሎ 10 ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 14/10/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 15000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም ወይድማ ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

6 ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ተጫራታይ ሕጋዊ ማሀተም ክዓርፎ አለዎ

7 ቤት መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914721515 / 0945106017

መመለስ
የጨረታ ምድብ