ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ ትግራይ ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳደር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ

3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝሓወሰ

4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ 16/08/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝረአየሉ ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ