ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ኢንድስትራል ናዉቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 19, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 19, 2012 03:30 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1  ናይ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት፣ ቲን ካርድን ናይ ቫተ ሰርተፊኬት መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ንናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ጨረታ መኸበሪ 10000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

4 አዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት ካብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስ ሳ/ፃ/እምባ ይክፈት

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይኽፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 05 56 /03 44 47 05 06 /03 44 47 02 79

መመለስ
የጨረታ ምድብ