ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 03:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 05/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ