ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ቶያታ ዝዓይነታ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 11:32 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 22/07/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23

መመለስ
የጨረታ ምድብ