ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ስ/ሰርቪስ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ናይ ቀረባ እዋን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈልኩምን

መመለስ
የጨረታ ምድብ