ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 10:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

2 ካላዉዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 03/07/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት07/07/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ