ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዳርትን መኪና ጎማን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 30/06/2012 ዓም ክሳብ 04/ 07 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 88 87

መመለስ
የጨረታ ምድብ