ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪ ትካልኵም ማህተምን ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ክሳብ 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 04/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓ ት 9፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

መመለስ
የጨረታ ምድብ