ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምመዝጋብ መረዳእታ

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ