ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ዘገልግል ናይ መኪና መፀገኒ ኣቅሑት ስፔር ፓርትስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 10:10 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/05/2012 ዕለት 25/05/2012ልክዕ ሰዓት 10፡00 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ከምኡዉን ቲን ናምበር መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተተሓሕዙ ይግባእ

4 ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ