ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ