ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 14/05/2012ዓ/ም ክሳብ 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/05/2012ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91


መመለስ
የጨረታ ምድብ