ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 10:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ መስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 05/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 08/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ሰዓት  ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦጅናል ክኸዉን ኣለዎ

3 እቲ ዝቐረበ ኣቅሓ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክቅርብ ኣለዎ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ደ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፆኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ዝምዉሳክ ከምኡ ዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል አቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ