ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/05/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/05/2012 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 9፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ

መመለስ
የጨረታ ምድብ