ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢን ኣቅሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፅሕፈትን መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢን ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አገልግሎቶም ዝወድኡ ዝተፈላዩ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፅሕፈት ኣቁሑት ፣መጋራጃን ናይ ሰራሕተኛታት መታውቕያን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዩ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 12, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 12, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ኣብያተ ፅሕፈት ንዝርከብ ዘገልገሉ ንብረታት ይወገደልና ኢሎም ዝላኣኩልና ዝተሰበረ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ በርሚል ጎማን በርሚልሓፂንን ዝበሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 18, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 18, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ኣብያተ ፅሕፈት ንዝርከብ ዘገልገሉ ንብረታት ይወገደልና ኢሎም ዝላኣኩልና ዝተሰበረ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ በርሚል ጎማን በርሚልሓፂንን ዝበሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 18, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 18, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳር ሒ ፣ ሓሸዋ ፣ ፀፀር ፣ ባሃርዛፍን ሲንጀር ሰፈይቲ መኪና ኤለክትሪካልን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንህንፃ መሳርሒ 3000 ብር ንስጀር 2000 ብር
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብባዓል ሞያ ክነፀግን ስለ ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 13, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 13, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ ንዝተፈላለዩ ክፋል ሕ/ሰብ ግልጋሎት ዝዉዕል 1. ናይ ምግቢ እታወታት( ናይ ፊኖ ሕሩጭን ካልኦት ናይ ምግቢ እታወታትን) 2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3. ግልጋሎት ምኽሪ(መፅናዕቲ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 13, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/