ዝዉገድ ንብረት ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ 2017 ዓም ከወግደም ካብ ዝደለየ ኣቀሑት ኣብ ቤት ፅሕፈት መሰረተ ልምዓትን ቤት መዘጋጀ ከተማን ዝርከቡ ዘገልግሉ ንብረታት መላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ማለት እዉን ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኮነ ሞት ተወ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 15, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CAርa competent 2 ዝተረኸበ ሓገዝ ፅሕፈት መሳርሂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 15, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስተራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2017 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንበጀት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዜ ባዕል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ዝወፀ ጨረታ ንበጀት 2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2017 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

አብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰለክለካ ከይዲ ስራሕ ደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንከተማ ሰለክለከ ግልጋሎት ዝዉዕል ንከፈቲ መሕረዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ኢድ ኮሽቲ ተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛን ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 15, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰለኽለኻ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ 30000 : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛታት 10000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፊሊተር ካትሪሌጅ 5 ማይክሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 3, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 3, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/