ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ትካላትንካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2017 11:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ሓመድ ኳዕቲ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም የተለያዩ ንብረቶች ባሉበት ሁኔታ በግልጽ ሐራጅ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ግንቦት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: -18, 1745 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

Ethiopian Catholic Church Social And Development Commission Adigrat Branch (ECC-SDCOAdB) invites competent and licensed bidders for the purchase of vehicle

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 20th, May 2025 12:00 pm ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 26th, May 2025 2:30 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 26th of May 2025 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: nonpayment
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Purchase/

World Vision International - Northern Region Office is now seeking for Educational Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 20th, May 2025 12:00 pm ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Saturday 24th, May 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Books & Education Materials/

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንመኪና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ተረፈ ምሕርቲ ማሽን (Chips) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ናይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2017 ዓ.ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝስዕብ ዝርዝር ንብረት ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እቲ ዝተቐመጠ ረቛሒ እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ባነራት ከሕትምን ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቁሒትን ክዕደግን ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/