ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢን ኣቅሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: ፅሕፈትን መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢን ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አገልግሎቶም ዝወድኡ ዝተፈላዩ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 25, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፅሕፈት ኣቁሑት ፣መጋራጃን ናይ ሰራሕተኛታት መታውቕያን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዩ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 12, 2017 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 12, 2017 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳር ሒ ፣ ሓሸዋ ፣ ፀፀር ፣ ባሃርዛፍን ሲንጀር ሰፈይቲ መኪና ኤለክትሪካልን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: ንህንፃ መሳርሒ 3000 ብር ንስጀር 2000 ብር
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 17, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብባዓል ሞያ ክነፀግን ስለ ንደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 13, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ሓሙስ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 13, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ ንዝተፈላለዩ ክፋል ሕ/ሰብ ግልጋሎት ዝዉዕል 1. ናይ ምግቢ እታወታት( ናይ ፊኖ ሕሩጭን ካልኦት ናይ ምግቢ እታወታትን) 2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3. ግልጋሎት ምኽሪ(መፅናዕቲ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 13, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/