ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ሓሙስ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:10 Morning
  • Bid Bond: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ን2017 ዓም ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 05:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 05:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን 50000 : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ 25000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንዘፈር ቁጠባ ናይ ፕሮግራም ልምዓት ሰፍቲነት ምምሕዳር መነባብሮ ስድራ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሙሽተ ናይ ማይ ሞተራት ን2017 ዓም ብምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 05:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 05:30 Morning
  • Bid Bond: 120,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 20, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ባልትና ማለት እውን በርበረን ሽሮን ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 20, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል እንቁላሊሕ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 20, 2017 (12 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ጣፍ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡