Ethiopian Catholic Church -Social & Development Commission of Adigrat Branch Mekelle Sub Branch invites eligible bidders to construct three river crossing related to irrigation structure development at specific site called Temetsesa within Brezba Tabia. Kushet Tseberga. Samre Woreda, South East Zone of Tigray. At this site, SDCOAd, through its sub-branch office in Mekelle, has been running livelihood project supported by Irish Aid, through CST (IA-IeSP Project).

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 20th, March 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 26th, March 2025 10:01 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 26th of March 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲን ብመደበኛ በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ መለለይ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ መድሓኒት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መለለይ መንነት መስርሒ ካርድን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 40000 ብር: መድሓኒት 10000 ብር : ንናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን 10000 ብር : ንናይ መኪና መለዋወጢ 10000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ስደታት ፅዕንቶ ምንካይ ምላሽ ዉሃቢ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን ዶክተር ዲፕ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳያ ትርካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ህንፀት ሓድሽ ዝረገሐ ማይ ሲስተም : ህንፀት ሓድሻ ዋና ማይ መዋህለሊ ገንኢን: ናይ ፓምፕ ዘለዎ ከባቢ ዙራይ ሓፁርን ህንፀት ሓድሻ ናይ ማይ መዋህለሊ ናቁጣታትን : ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ማለት እዉን ፅገና ዝነበረ ማይ መዋህለሊ ገንኢ ፅገና ናይ ወርድያ መሕደሪ ገዛ ፅገና ማይ መዓደሊ ማይ ናቁጣታት ሶላር ሲስተም ዝርገሐ ተክላን ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ናይ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ተቆራፅቲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት መጋቢት 14, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት መጋቢት 14, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ እግሪ ምትካል ክልል ትግራይ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፋይል ካብኔትን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፋይል ካብኔትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን 10000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: -
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/