ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 4, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 4, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Save the Children Tigray area Office, Mekelle (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply, transport and installation of Solar PV system for powering Rama primary hospital

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 11th, November 2025 12:00 pm ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 18th, November 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 18th of November 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Electro-Mechanical Products and Services/

ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2018 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብበ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ላፕቶፕ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2018 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ሽድሸተ ዙር ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይ ዙር ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: -18, 1745 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ እንሰሳት መድሓኒት : ናይ ሕክምና መገልገሊ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 16, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 16, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : ናይ እንሰሳት መድሓኒት 3000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን2018 ዓም ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ኣቅሑትን ኣቅሑት: ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 15, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 15, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 2000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ መኪና ስፔር ጨረታ ኣዉፂኡ ከጫርት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2018 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2018 2:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል : ናይ ሳይክል ስፔር : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 16, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 16, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅረሺ : ናይ ሳይክል ስፔር 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር 5000 ቅረሺ : ናይ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 4, 2018 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 4, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/